https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9392
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

3 መረጋገፂ ብቅዓት ፣ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት 

4 ግልጋሎት ፃንሒት ናይቲ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ልዕሊ 6 ወርሒ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰዓረይ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉኩም መጋዓዝያ ተቅርቡ

6 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 41 ካብ 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ክትወስዱ ትክእሉ

7 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብስፒኦ ዘትሕሱን 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉን

8 እቲ ጨረታ 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይክፈት

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 48 10 35 / 03 44 48 00 11