https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9367
ማእከል ምርምርን ሕርሻን ኣበርገለ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ምድብ 1 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቁሑት

ምድብ 2 ናይ ሞተር ሳይክል መቀያየሪ ኣቑሑት

ምድብ 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት

ምድብ 4 ፅሕፈት መሳርሕን

ምድብ 5 ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቁሑትን

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ 2012ዓ/ም ዘሐደስኩምን

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ኮይኖም ናይ ወርሒ መስከረም ኣታዊ ዝገበረሉ መረዳእታ

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

5 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ

6 ንጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእልን

7 ሰነድ ጨረታ ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል

8 ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓ ካብ ዕለት 08/03/2012ዓ/ም ክሳብ 23/03/2012ዓ/ም ይኸዉን

9 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/03/ 2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኸበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብሸም ማ/ም/ሕ/አዛበርገለ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዝ

11 እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ ንብረት ካብ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 07 41