https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9161
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዉሽጢ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝፈረሰ ሓፁር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 በዚ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ዋጋ ዘቕርቡ

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት፡፡

4 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ: