https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9073
ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ማሽነሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

2 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ቅዳሕ ብምግባር ከተሓሕዙ ይግባእ

4 ግብሪ ከፋላይነት  ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኮን ይግባእ

6 ሰነድ ጨረታ 20 ብምክፋል ካብ ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ካብ 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ልክዕ 11:00 ሰዓት ምእታዉ ይክእሉ

7  ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 03 /03 /2012 ዓም ሰዓት 11:10 ዝክፈተሉ ድማ 04/ 03/ 2012 ዓም ሰዓት 3:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347753596