https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8963
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተጠቀሱ ኣፋዉሱን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣

3 ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4  ዕድመ ናይ መድሓኒት ካብ 6ተ ወርሒ ክኮዉን ይግባእ

5 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 20000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 07/02/2012ዓ/ም ክሳብ 27/02/2012ዓ/ም እዩ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ 28/02/2012 ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡

10 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

12 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡