https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8870
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስንኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ኮቦርታ ምሕፃብ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ዕድጊት 3 ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክስርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ 03/02/2012 ክሳብ 17/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

4እቲ ጨረታ ዕለት 17/02/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ