https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8809
ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 03:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 1/02/2012ዓ/ም ክሳብ 17/01/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት3፡30 ኣብ ሆስፒታል ብዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊልኩም ዘሐደስኩም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዝሓዘ

4 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም

5 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡45 ናይ ንጉሆ ይክፈት

7 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ትካልና ዘቅርብ

8 እቲ ሆስፒታል ንጨረታ ካብዝወፁ ንብረታት 25 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰል ኣለዎ

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ03 47 75 22 12 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል