https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8584
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ን 3ይ ዙር መናእሰይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ማይ ዝርገሐ ፣ ኮንስትራክሽን ኮስሞቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅ፣ ናይ ምግብና ኣቅሑት፣ስፖርት ዕጥቂ፣ ምርባሕ ደርሁ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ መጋያየፂ መኪና ዲኮር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር፣ ናይ ኢነትረ መኪና ጋራዥ ፣ ናይ ጀነሬተር ንናይ ፃፃይት ማሽን ፅገናን ሰርቪስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 26, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ፅገና ማሽነሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2011/12ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተመዝገብሪ ሰርተፈኬት ዘቕርብ

5 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም በቢ ወርሑ ዲክለር ዝገብረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

6 እዚ ዝስዕብ ጨረታ መኸበሪ ከትሕዙ ዝኽእሉ

7 መኸበሪ ጨረታ ካብ 15000 ክሳብ 2000 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ማእኸል መመኣግበ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 12/1/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/1/2012 ዓ/ም 4:00 ኾይኑ ዘይምለስ ካብ 50 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ጉጅለ ዕደጋ /ፋ/ን/ንምም/ ር/ =ረታ ሰነድ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ማ/መ/መ/ኣግበ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 26/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 26/1/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእከል መ/መ/ኣግበዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ትካልና  ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 09 14 59 11 08 09 48 53 62 08 ይደዉሉ