https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8573
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2012 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ዝተሓደሰ ናይ 2011ን 2012ን በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርቡ ዝክአሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከትሕዙ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ምዉሳድ ይከኣል

5 ዝወዳደሩ ሰነድ መሊኦ ብፖስታ ሽሞምን ኣድራሻኦምን ፌርማን ማህተምን ብምግባር ክሳብ 28/01/2012 ሰዓት 3፡00 ናብ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታዉ የከኣል

6 እቲ ጨረታ 28/01/2012 ሰዓት 3፡10 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

7 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 6000 : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲን  መሳርሒ ህንፃ ንመለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን 4000፣ ኣቅሑት ፅሬት3500 ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል  300

8 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430565 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል