https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8477
ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን 2012ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒከስ ፣ ስፔር ፓርት መኪና፣ ስፔር ሞተር ሳይክል፣ ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ስለዚ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ሓምለ 20011 ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ዘቕርቡን

2 ናይ 20011 ዓ/ም ንግድን ሞያ ፍቃድን ዘሐደሱ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

3 ብኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግበሪ ከፈልቲ መለለይ ካርድ /ቲን /ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡ

4 ናይ ጨረታ መክብሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፊኬት ስፒኦ ጥረ ገንዘብ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000.00፣ ንሕትመት 2000 ፣ ንኤሌክትሮኒክስ 5000፣ መኪና ስፔር 5000፣ ሞተር ስፔር 3000፡ ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን 2000፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000

5 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/01/2012 ክሳብ ዕለት 20/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ አብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጉም ነፃላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ይገብሩ ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይ/ስራ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ይኸዉን

6 ጨረታ ምስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሰብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላል ኣይኽእሉን

6 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ዕለት 20/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ዝኽፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተሃልዩም ይምረፅ

7 ዘሸነፎም ንብረት መቕረብቲ ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ይገብሩ

8 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344430083/339 ደዊሎም ክረኽቡና ይኽእሉ