https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8473
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ን በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በዚ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

2 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

3  ወረቀት ምስክር መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፤

4 ናይቲ ዘፈር ብቅዓት መረጋገፂ ከተቅርቡ ትክእሉ

5 ናይ ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምሓዝ ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንደቅ ጨረታ እተእትዉን

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 05/01/2012 ዓ/ም ክሳብ 21/01/2012ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

7ጨረታ ዝዕፀወሉ 21/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 21/02/2012 ዓ/ም ዓም 4:30 ቅሚ ቀትሪ ይከዉን፡፡

8 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ፋይናንስን ከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም ይሕብር

9 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዝከዉን ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሕጋዊ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348-500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።