https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8356
ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናዉቲ ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና፣ ዓባይ ጀነሬተርን፣ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ንመሳርሒ ህንፃን ሞተር ብስክሌትን ተመዝገብቲ ክትኮኑ አየድልን ፣ ንካልኦት ንብረታት ግን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክትኮኑ ይግባእ

2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዝሓዘ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 መከበሪ ጨረታ ን መሳርሒ ህንፃን ፣ ሞተር ብስክሌትን 3000.00 ብር ፣ ንካልኦት ንብረታት ግን 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት፣ ደንቢ ክዳን ዓባይ ጀነሬተር፣ ሞተር ብስክሌትን ፣ 14/01/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡45 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይክፈት  

7 ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ኤሌክተሪክ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ 14/01/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡15 ናይ ድ/ቀይክፈት  

8 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ትካልና ዘቅርብ

9 እቲ ሆስፒታል ንጨረታ ካብዝወፁ ንብረታት 25 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰል ኣለዎ

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ03 47 75 22 12 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል