https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7979
ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ማደበርያ /ጭረት ፣ ሕክምና ኣቅሑት ፅገና፡ ዝፈረሰ መካበብያን ናይ ዉሽጢ ዋርድታት ፅገና ንምክያድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ የደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2  እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 26/11/2011 ክሳብ 30/11/2011 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረት ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046