https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7907
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀቱ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤለክትሪክ ፅገናን ናይ ሽንት ቤት ፅገናታትን አቅርቦት ማይን አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ምግጣምን ፅገናን/ ካልኦት ፅገና/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ተቁ

ዓይነት

መለክዒ

በዝሒ

1

ዝተበላሸወ ሽንትቤ ምዕራይ

ቁፅሪ

01

2

ማይ ኣብ መዓልቲ ክም ኣድላይነቱ ተምቅራብ

ቁፅሪ

01

3

ጉድጋድ እንትመልእ ምምጣጥ

ቁፅሪ

01

4

ናይ ሽንት ቤት ኮፍ መበሊ ምዕራይ

ቁፅሪ

01

5

ናይ ኤለክትሪክ ፅገና ስራሕቲ

ቁፅሪ

01

ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/ 11/ 2011 ዓም

ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11:30

ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22 /11 /2011 ሰዓት 2:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344402420