https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7634
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሕክምና ናውቲን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 3, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30                                                                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል፡፡