https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7563
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሆቴል ማናጅመንት፣ ኤሌክትሪክ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት፣ ፅገና ሞተር ሳይክልን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 23, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናገዛ ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/09/2011ዓ/ም ክሳብ 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ምድዋል ይከኣል፡፡