https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7351
ከተማ መቐለ ማ/ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ንፖስተኛ መጋዓዝያ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡