https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7244
ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ቲን ናምበር: 2011 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ኦርጅናልን ኮፒን ይተሓሓዝ

2 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 17/ 8/ 2011 ዓም ጀሚሩኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117

4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 24/8/2011 ዓም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ሰዓት

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 24 /8 /2011 ዓም 10:30 ድሕሪ ሰዓት

6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን

8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117

9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 3000 ከትሕዙ ይግባእ

11 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 50 ብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342  41 02 33 / 09 14 700 700  / 09277570 51