https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7218
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣቦጀዲድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400222/400451/410251ምድዋል ይከኣል፡፡