https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6827
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንር/ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መሳልል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡