https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6698
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ካብ ፑል ፈንድ ዝተረከበ በጀት ናይ ሕክምና ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ክሳብ 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0918-034591 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡