https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6447
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:60.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

4 ጨረታ ሰነድ 60.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ፤

5 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨው ከረክብ ዝክእል፤

6 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 28/06/2011 ዓ/ም እስካብ 12/07/2011 ዓ/ም ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 12/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::

9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-475674 ይደዉሉ::