https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6366
ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ናይ ሕክምና መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 25, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 25, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/06/2011ዓ/ም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-786101 /0914-865125 ምድዋል ይክኣል፤