https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6352
ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እንስሳት ናውትን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 22, 2011 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፤

2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም፤

3 ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዝተሓደሰ ከተቕርቡ ትኽእሉ ፤

4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሰብ 21/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:15 ይክፈት፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁጸሪ 0347-700388 ምደዋል ይከኣል።