https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/6317
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መድሓኒት ናውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ንመቅረባይነትን ዘለዎን ቫት ተመዝገብቲን ዝኮንኩም

3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

4 ጨረታ ሰነድ 60.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ፤

7 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 14/06/2011 ዓ/ም እስካብ 28/06/2011 ዓ/ም ይኸዉን::

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 28/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::

10 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

11 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

12 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

13 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-092966 ይደዉሉ::