https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5932
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ሓድሽ ግሬን ኤጅ ኣብ ቀበሌ 01 ካብ ኮንደሚኒየም ምውፃእ ወርቂ ናብ ከባቢ ሓፁር ሆስፒታል ከምኡ ውን ካብ ሓፁር ሆስፒታል ናብ እንዳ ጥዑም ቡና ቤት ብውልቀ ደኣንት ማለት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዳዊ ትካላት ማለት ሽርክና ማሕበራት ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ጂሲኣርሲ ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:80.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 80.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 03 ምውሳድ ይከኣል::

2 ጨረታ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::