https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5741
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፣ ዕድጊት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ኣግባብነት ዘለዎ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ፤

2 ናይ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘቅርብ፤

3 ወረቀት መለለይ ምስክር ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ፤

4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈለኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕደርን ከተማ ኣክሱም ክፍሊ ቁፅሪ 15 ምዉሳድ ይክእሉ።

5 ኣብ ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕልካ ረቋሒ ስፔስፌኪሽን ምዉሳክ ይኩን ምቅናስ ምስራዝ ኣይፍቃድን።

6 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃንም ካብ ዝተገለፀሎም ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም።

7 መከበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 ሰዓርቲ መከበሪ ዉዕሊ 10 % ከትሕዙ አለዎም።

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይገብሩ።

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ምስ በጀት ብምጥዕዓም ውዕሊ እንትኣሰር 20 % ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰለ አለዎ።

11 ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ካብ 19/04/2011ዓ/ም ክሳብ 03/05/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኾይኑ 03/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።

12 ኣብ ዝቀርበ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ናይ ሽም ትካልም ማህተምን ፊርማን ኣድራሻን ክቀርብ ይግባእ።

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347-753006 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል