https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5719
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011 ዓ/ም ካብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ እቲ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-450112 ምድዋል ይከኣል፤