https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4573
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትርክሽን ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዘቦ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ኣይ ዲፒ ህንፃ ብደረጃ ን 8 BC / 7 GC 8ዳኣንት ዘይኮኑ ልዕልኡን ዝኮኑ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 11:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ህንፃን ዲዛይንን ኮንስትርክሽን ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዘቦ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ኣይ ዲፒ ህንፃ ብደረጃ ን 8 BC / 7 GC 8ዳኣንት ዘይኮኑ ልዕልኡን ዝኮኑ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝግቡን ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ ዝሐለፈ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዝፈለጠሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረደእታ ከቅርበ ዝክእል

5 ኣብ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድ ዘለዎ

6 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15 ሰነ 2010 ዓም ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408775