https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4562
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሕክምና ናዉቲ ማለት እዉን ኤንስሌተርን : ፅገና ኤክስረይን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 9, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 25, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ናይ ሕክምና ናዉቲ ማለት እዉን ኤንስሌተርን : ፅገና ኤክስረይን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን

2 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 9 ጉንበት 2010 ክሳብ 25 ጉንበት 2010 ዓ/ም ይከዉን

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 25 ጉንበት 2010 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ብተመሳሳለ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ዓድዋ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

4 እዚ ጨረታ ዝሰዓረ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ናይ ቅሬታ መስምዒ 3 መዓልቲ ስራሕ አብ ዉሽጢ መዓልታት ስራሕ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን

5 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እንካፈለ ክወስድ አለዎ ካብ ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክወስድ ይክእል

6 መክበሪ ጨረታ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሸ) ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ

7 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

8 እቲ ቤት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል