https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4452
ማህበራዊ ረድኤት ትግራይ ኣብ ዞባ ማእከል ከተማ ዓድዋ ባዕል 4 ደብሪ ህንፃ ብድረጃ BC 3 ን GC 3 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ምዝግባ ስራሕን ዘለዎምን መረዳታ ምዝገባ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መረደእታ ምዝገባ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሐ ሰዓት ክዕድጉ ይክእሉ

5 እዚ ጨረታ 30 ሚያዚያ 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406300