https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4233
ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን : ናይ መድሓኒታት ናዉቲ ሕክምናን ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 21, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1. ምስ ዘቅርቦ ኣቕሓ ዝተተሓዘን (ብተመሳሳሊ) ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ /VAT/ ተመዝጋቢ ምኻኑን ከቅርብ ዝክእል

3. ዲክለሬሽን ዝኸፈለሉ መረዳእታ ካብ መስከረም 2010 ዓ/ም ከቅርብ ዝክእል

4. ንግብሪ ከፈልቲ ዝተዉሃበ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. አብያተ ዕዩ መንግስቲ ኣብዝፍፅምዎም ዕዳጋታት ንምክፋል አብ ዝርዝር መቕረብትን ዉሃበቲ ግልጋሎት ዝተመዝገበ ምኻኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፔስፊኬሽን ማሕተም ገይሩ ከቅርብ ዝክእል

6. ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ንጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር : ኤሌክትሮኒከስ 3000 ብር : ንመድሓኒትን ናዉቲ ሕክምማን 3000 ብር ብ ስ.ፒ.ኦ ከቅርብ ዝክእል

7. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ኣቕሓ ወጋ 10% ዉዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 3 መዓለቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ 10 ማዓለቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዚ ኣቀሑት አታዊ ክገብር ዝክእል ካብ 06/07/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብር 30 (ሳላሳ ብር) ከፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ብምዉሳድ ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናል ብኮፕን (ፖስታ) ክሳብ 21/07/2010 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ይክእል

8. ጨረታ ዕለት 21/07/2010 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ 21/07/2010 ዓ/ም 3:00 ይክፈት

9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርከብ ይምረፅ

10. ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ መቐለ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408755 ደዊልኩም ምሕታት ይካኣል አድራሻ አብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 07 ኢፍ ካፊ ዕፅፍ ኢልካ