https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4199
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባልን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓከጅ ክልተ እብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፀፀር መንገዲ ከባቢ ቀበሌ 02 መቃብር ጠሊያን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 05 ካብ ኣቶ ኪዳነ ማሪያም ካሕሳይ ናብ ፊት ንፊት ዛላምበሳ ኮንደሚኒየም ብዉልቀ ዳእንተ ማለት እዉን ብሽርክና ብደረጃ 8 ደቀቀቅቲ ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 20, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 20, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

1 ብመሰረት እዚ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 30 የካቲት 2010 ካብ ሰዓት 2:30 ጀሚርኩም ክሳብ 19 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ምምሕዳር ከተማ አዲግራት ናይ ክልቲኦ ካብ ኮንቲነር ቁፅሪ 1 ናማፃእኩም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዕዳግ ትክእሉ

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ 20 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:00

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 20 መጋቢት ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣክ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344451013