https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4194
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት: ሕክምና ኣቅሑት: ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 3, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኑ ፎቶ ኮፒ ዘቅርበ

2 መክበሪ ጨረታ ብር 10000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንክ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሪኤጀንትን ናብ ሆስፒታልና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከምፅእ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞን ፊርማን ናት ትካሎም ማህተምን ክዕርፍ ይግባእ

5 ንመክበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቀርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ካብ ዕለት 30/6/2010 ጀሚሩ ክሳብ 14/7/2010 ንተካታተልቲ 15 መዓልቲታት ሰነድ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን /ንብ/ ምም /ርን ቢሮ ቁፅሪ 62 ይከዉንምዉሳድ ይከኣል

8 ሰነድ ጨረታ ዝምልእ ዋጋ ኣብ ናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን

9 እዚ ጨረታ ዕለት 14/7/2010 ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብዘለዉሉ ይክፈት

11 እዚ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ድሕሪ ምከፋቱ ክሳብ 60 መዓልቲ እዩ

12 ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኪቡ በዓል ዋና ብዝየብሉ ክክፈት ይክእል

13 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

14 ሆስፒታል መቐለ ኣብዚ ጨረታ ምልክታ ዘየካተቶም ብመምርሒ ዕደጋ ኣዋጅ ቁፅሪ 256/

2007 ዝከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420046