https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4151
ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕድጊት ናይ ፅሬት: ፅሕፈት :ናይ ኤለክትሪክ አቁሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ክዳን ሰፋይት መኪና : ናይ ጀነሬተር ኣቅሑት: መድሓኒት ናይ ሕክምን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በቲ ዘርፊዝተሓደሰንግዲፍቃድ ከቅርቡዝክእሉ

                                                    

 2 ቲን  ነምበር  ዘለኩም 

3 ናይ መንግስታዊ ጨረታክትሳተፉ  ዝተወሃበኩም መቅረባይነት ፍቃድክተቅርቡእትክእሉ

4 ብዘይካ መድሐኒትን ናዉቲ ሕክምናን መቅረባይቲ ቫት ሰርተፊኬት ናይ 2010 ዓም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረገንዘብ ንሕድሕዶም 3000 ቅርሺብር ዘትሕዝ ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን 10000 ዓሰርተ ሽሕ ከትሕዝ ክእል

6 መቅረብቲ መድሓኒትዝኮንኩምዝተሓደሰ ናይሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ

7 ካብ ዘሸነፍዎጠቅላላዋጋ ዉዕሊ መክበሪብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረገንዘብ 10 ሚኢታዊ ክተቅርቡይግባእ

8 ናይ ሐደ ሰነድ ዋጋ ብር 20 ቅርሺ ናይ ምድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉቲ ብር 50 ብምክፋልክትገዝኡትክእሉ

9 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን 30 መዓልቲ ይከዉን

10 ጨረታ ኣብ ኣየርዝፀንሐሉ ድማካብ ዕለት 19/6/2009 ዓምክሳብ 4/7/2010 ዓምሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓትጨረታ ሰነደ ምግዛእ ይከኣል

11 ጨረታ ዝዕፀወሉዕለት 4/7/2010 ዓምሰዓት 5፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ቅድሚቀትሪይከዉን

12 ሰነድ ጨረታ ካብ ቢ/ ክ /መግስቲ ትግራይ ካብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና እናመፃእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ

13 እቲ ሆስፒታል ካብ ዘጫረቶም ጠቅላላዋጋ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይድማ ክቅንስ ይግባእ

14 ሰዓራይ ዝኮነ ድሕሪ ጥርዓን መቀበሊ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልትታትማለትእዉንኣብዉሽጢ 3 ናይስራሕመዓልትታትዉዕሊክኣስርይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914387011 ወይዉን 0348990069 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ