https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4103
ትካልና መስፍን ኢንዱስትሪ ኢንጅነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልክ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ትግራይ ቦታታት ንዝትከሉ 25 ክረሸራት ዝከዉን ናይ መሰረት ስራሕቲ (Construction of Foundation for 25 Crushers) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC 4 ወይም BC 4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድን ንግድን ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባትን ዝኮኑን ናይ ግብሪ ከፈልቲ ሰነድ ከቅርብ ይግባእ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 13/2/2018 ክሳብ 22/2/2018 ኣፍ ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ICI-BU እናቐረቡ ክዕድጉ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝን ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 13/2/2018 ክሳብ 22/2/2018 ኣፈ ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ

5 ጨረታ ዕለት ዘለዉሉ ይክፈት ዕለት 22/2/2018 ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሱ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ኣዲስ አበባ 00251, 116298563/59 ፋክስ 00251, 116298560

ስልኪ መቐለ 00251, 342400265/415074 ክስ 00251, 344406225