https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4071
ዳዕሮና ዓርሰ ምትሕግጋዝ መንበሪ መምህራን መንበሪ ገዛ መምህራን ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 2, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ተጫረቲ ንግዲ ስራሕን ኮንስትራክሽን /ተኮናታሪነትን ምዝገባ ካርዲ ዘለዎምን ኮይኖም ናይ 2010 ዓም ዝሐደሰ

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን እዚ ዘለዎ

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነት ዘለዎ ዘቅርብ

4 ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ

5 ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም

6 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ በመልክዕ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 ከብ ዕለት 29/5/2010 ዓም ክሳብ 13/ 6/ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ካብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ አለነ ቢሮ ር/መ/ር ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ብሰለስተ ቅዳሕ ብሸምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከተእትዉ ትዋ ትፅቢት ይግበር

9 ማይ ማይ ምስታይን ናይ ማይ መሳርሒርሒታትን ምምላእን ብተወሳኪ ዋርድያን ናይ ተጫራታይ ግቡእ ገይሩ ዝወስድ

9 እቲ ጨረታ ዕለት 13/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንግሆ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0914023327 0914759036 0914746250