https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3997
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ድሪነጅ ኣብ ቀበሌ 05 ሎት ሐደ ከባቢ ላዕለዋይ በሪ ዳመድሂን ኣለም ጎልጎልታ ዝርከብ ሎት ክልተ ኣብ ዳመድሂአልም ጎልጎልታ ናብ መምህር ሓጎስ በየነ ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 30, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

1 ብመሰረት እዚ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ካብ 10 ጥሪ 2010 ካብ ሰዓት 2:30 ጀሚርኩም ክሳብ 29 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ምምሕዳር ከተማ አዲግራት ናይ ክልቲኦ ካብ ኮንቲነር ቁፅሪ 1 ናማፃእኩም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዕግ ትክእሉ

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:00

3 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 30 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣክ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባለን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344451013

ቤት ፅሕፈት መንገድን መጎዓዝያን ዓዲግራት