https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/3896
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ አክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ አክሱም መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ፌዝ ሓደ ብሎክ G+2 ንምስራሕ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ናይ ኮንትራክተርነት ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:125000
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 18, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መከበሪ ጨረታ 125,000 ቅርሺ

ጨረታ 19 ጥሪ ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝርዝር ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347751880 /0347752268 /0347752514 /0905000844