https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2072
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2009 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ፅሬት አቁሑት: ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑት :ናይ ኤሌክርቲክን ኢንዱስትሪን አቐሑት :ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑን :ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 28, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::

1 ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ Â ቲን ዝተመዝገበ ክወዳደር ይክእል

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ንግስተ ሳባ Â ቴክኒክን ሙያን መሰልጠኒ Â ትካል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ Â ዕፋንምምሕዳርን Â ቑፅሪ Â 6 Â ዘይምለስ ብር Â 50 ቅርሺ Â በቢዘርፉ ብምክፋል Â ክወስድ Â ዝክእል ምኮኑ::

3 ቫት ወይ ኣብ ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ነሓሰ 2008 ዓም ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ Â ወይ ብባንኪ Â ብዝተረጋገፀ Â CPO Â 5000 ቅርሺ ከትሕዙ Â ዝክእል::

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ዝሓዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮሌጅና ከቅርብ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 400 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት Â 4:00 ተዓፅዩ Â በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑትን ናይ ኤለክትሪካል ኢንዳስትርን Â ተጫረቲ Â ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ Â ዝተረከብሉ Â ይኽፈት::ናይ ፅሕፈት መሳርሕን አቁሑት ኤልክትሮኒክስ ፅሬት አቁሑት ናይ ሳይክል መቀያየሪ አቁሑትን ሞተር ሳይክልን ድማ 9 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 እቲ ሳንዱቅ ተዓሺጉ በቲ ዕልት ሰዓት 4:30 ይክፈት

ጨረታፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ ካብ 60 መዓልቲ ዘይበልፅ
7 Â እቲ Â ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ Â እንተረኪቡ Â ብሙሉእ ይኩን Â ብክፋል Â ናይ Â ምስራዝ መሰሉ Â ዝተሐለወ እዩ ::
ንዝበለፀ Â ሓበሬታ
ቴሌፎን Â ቑፅሪ 0914788359/Â 03 48 71 02 57 Â ደዊልኩም Â ክትረክቡና Â ትክእሉ Â ምኮንኩም Â ንሕብር ::