https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2044
ሽረ እንዳስላሰ ዝርዝከብ ቤት ፅሕፈት ኣይኣርሲ ኢትዮዽያ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሰሜን ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዕቆቢ ስደተኛታት ኤርትራ ሕፃፀ ዓዲ ሓሩሸን ማይ ዓይኒን ዝተፈላለዩ ህንፃታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 7, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

አብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ክተማልእዎም ዝግባእ መስፈርትታት

1 ደረጃ 7ን ካብኡ ንላዕሊን ዝኮንኩም

2 ዝተሓደሰ ናይ 2008 ን 2009 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩመ

3 ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩም

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 16 መስከረም 2009 ዓምÂ ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 1130 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ዋናን ቅዳሕን ብምሓዝ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ትካል ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ዝህብዎ ዋጋ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዝኣትወሉ ዕለት ድማ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 10:00 ኮይኑ እቲ ጨረታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ካብ ዝሃብዎ ጠቅላላ ዋጋ 1 % ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344443450 /0344441616 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል