https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/2009
ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት 2009 ዓም ነዞም ዝስዕቡ ንብረታት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 12, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 25, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ቶታል ስቴሽን :ሞተር ሳይክል

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ን/ኢን ሐደ ማእከል ቢሮ ቁፅሪ 4 ካብ ዕለት 11 /01 /2009 ዓም ክሳብ 25/01/2009 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30/ ሰላሳ/ ከፈሎም ምዉሳድ ይክእሉ

ጨረታ 25 01 2009 ዓም ሰዓ 400 ይዕፆ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347730012