https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1953
አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 10, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ተጨረቲከማልእዎዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2008 ዓምዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ:ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓም ዲክላራሰዩን :ናይ ዝተሐደሰናይ መቅረባይነት ምስክርወረቀት ዘለዎም

2 መክብሪ ጨረታ ን መድሓኒት 5000 (ሓሙሽተሽሕ )ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰዓራይ ምካኑ ም ስፈለጠ አብዉሽጢ Â 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላዋጋÂ Â 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ አለዎ

4 ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልን ብረት ክፍሊ ኣታዊ Â ክገብር ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ካብዕለት 03/13/2008 ዓ/ም ክሳብ10/01/ 2009 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብአላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብርብምክፋልይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 11/1/2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቐትሪተ ዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% Â ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ Â ብ ስልኪቁፅሪ 0347741000 ምሕታት ይክእሉ