https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19021
ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ሴከተራት ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 29, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

1 በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ፍቃድ ዝሐደሱን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ሒሳብ ዝገበርሉ መረደእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይ ናይ ዝተፈላለየ ሴከተራት ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከብ ወረዳ ስብዓ እንደርታ ምምሕደርን ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 4 ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ 10000 ቅርሺ በቢዘፈሩ ብናይ ስፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ወይ ክዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 13/5/2018 ዓም ጀሚርካ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 29/5/2018 ዓም 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ዋና ስነድ ጨረታ ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕ ኣብ ሐደ ፖስታ ጨረታ ኣብ ካሊእ ፖስታ ነንበይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ዝክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫራቲ ሙሉእ ኣድራሽ ስም ፊርማ ማሕትምን ክህልዎ አለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 መእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342400403