https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19009
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 18, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ሰነድ መግዝኢ ብር 100/ሓደ ሚኢቲ ቅረሺ/ይከውን::

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/05/2018 ዓ/ም –18/05/2018 ዓ/ም ይከውን:: 

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ18 /05/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

7 ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም

8 VAT ተመዝገበቲ ዝኮንኩም::

N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official