https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18862
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ጨረታ ምልክታ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/04/2018 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።

1. በቲ ዘርፊ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ።

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዪ ቁጽሪ(TIN NO) ከቕርብ ዝኽእል ።

3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል።

4. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

5. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ(CPO) 100,000.00 ብር ብሽም ቢኤም ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣለዎ።

5. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።

6. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናል ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።

7. ቅድም ኢሉ ዝሰርሖ ስራሕ ልምዲ ከቅርብ ኣለዎ።

መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ

ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ