https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18840
ትካልና ቪዥን ሪል ስቴት ተንዲኖ(reinforcement bar) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ትካልና ቪዥን ሪል ስቴት ተንዲኖ(reinforcement bar) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም፡

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል:

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለዪ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም::

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ተንዲኖ(reinforc ement bar)በዓል 8በንድል( Bundle)2ኣዋሽ ወይ ቱርኪ
2ተንዲኖ(reinforc ement bar)በዓል 10በንድል( Bundle)5ኣዋሽ ወይ ቱርኪ
3ተንዲኖ(reinforc ement bar)በዓል 12በንድል( Bundle)6ኣዋሽ ወይ ቱርኪ
4ተንዲኖ(reinforc ement bar)በዓል 16በንድል( Bundle)12ኣዋሽ ወይ ቱርኪ
5ተንዲኖ(reinforc ement bar)በዓል 20በንድል(Bundle)q0ኣዋሽ ወይ ቱርኪ

እንኸተሎም መምርሒ

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 16/04/2018 ዓ.ም እስካብ ዕለት 21/04/2018 ዓ.ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቤት ፅሕፈትና እናመፃእኹም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተውሃበሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፡፡

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ከም ውዕሊ የገልግል::

9. ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋ ብር 100,000 ብሲፒኦ(CPO)ከቕርብ ዝኽእል::

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ምስ ሰላምታ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ +251342410313/ +251904993300 ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡