
ቑፅሪ ዕክንም 12160/2-3/01/1
ዕስት 10/04/2018 ዓ/ም
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንሩይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንገዶ ኣቅሑት ብገብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ፡፡
ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰረት
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAፐ/ት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐስ ዕስት - ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት / ክሳብ ዕስት 19/04/2018 ዓ/ም ስዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘደምስስ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ከፊስኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡
ንፍሱዴ ሓበረታ
ስ.ቁ--0344406451
ምስ ሰላምታ
ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤ/ፅ/ፕረዚደንት