https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18705
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ እንዳሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጀክት ዝኮነ በርሚንግ ኮምፖስተ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ፍሉይ ቦታ አዉራ ጎደና ወይይም ሸድ ብፕሮፈርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትሳተፉ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:100000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

1 ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ካብ ዕለት 2/4/2018 ዓም ክስብ 9/4/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ጥቃ ትኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ መኮኒ መፂእኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ ንሕብር

2 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ናይ ተጫራታይ ሽም ፊርማ ማህተም ኣድራሻ ክትገብሩ ይገባእ

3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ሓፈሻዊ ወይድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቀረባይነት ዘቅርብ

4 ዋና ሰነድ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ኣብ ሐደ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ጥቅምቲ ወርሒ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ፕሮፎርማ በር 100000 ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ

7 እቲ ጨረታ 9/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 9/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914421683