https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/18674
ሞገድ ኢንጂነሪንግ ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብሊን : ንፕሮጀክታት ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ዕድጊት ናይ ፎርም ወርከ ስራሕቲ ዝድለዩ እታዎታት ዕድጊት ቴንዲኖ : ሽቦን : ምስማርን : ዕድጊት ፀፀርን እምን : ዕድጊት ዝተፈላለዩ ዓይነት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅምን ከምእዉን ኪራይ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት ኤክስካቫተር :ሎለር : ሲኖትራክ : ናይ ማይ ቦቲ ወይድማ ሻወር ትራክ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትጫረቱ ትደልዩ ኣመልከቲ ተጫረትን ኣብዲያስፖራ ከባቢ ፊት ንፊት ዳፋሓም ዝርከብ 49 ደብሪ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ትክእሉ ኢኩም

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 27/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ጀሚሩ ክሳብ 1/4/2018 ዓም 800 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ገዚአም ክሳብ 8:45 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ 9:00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት